#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ምረት ኩናት፡ መቐረት ሰላም | ወጥሪ ኢትዮ-ኤርትራ | ወርሒ ለካቲትን ትግራይን | ዜናታት 02 ለካቲት 2018
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።
ልጓም ኲናት ትግራይ
ኣብ ትግራይን ኣብ ልዕሊ ትግራይን ዘንፀላሉ ዘሎ ፀጥታዊ ኩነታት ልጓም ክግበሩ ይግባእ ተባሂሉ
ሓላፍነቶም ዘይዋፅኡ ኣህጉራውያን ትካላት
ኣጀንዳ ፖን ኣፍሪካ ኢኒስትቲዩት: ሕብረት ኣፍሪካን ባይቶ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካን ትካላዊ ቁመናኦም ከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ።
ግደ ዘተን ልዝብን
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵየ ክህልዉ ዝኽእሉ ፀጥታዊ ፀገማት ብኣጋ እንተዘይተአሪሞም እቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ፀገም ክኣቱ እዩ።
ምጥንኻር መደባት ጥዕና
ኣብ ወረዳ ሓውዜን ዝተጀመሩ ዘተባብዑ ስራሕቲ መደባት ጥዕና ፣ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ።
ክሲ ጌታቸው ረዳ ንፕረዚደንት ታደሰ
ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ኣብ መሪሕነት ንዘለዉ ናይ ቀደም ብፆቱን መሳርሑቱን ብውድቀት ፖለቲካ ትግራይ ኸሲሱ::
ዓለም ኣብ ዘይትሰምዐካ ኣይትዋጋእ
ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ይኹን ሃገራት ክህሉ ዝኽእል ጎንጺ ዓለም ክትሰምዖ ኣብ እትኽእለሉ መድረኽ ክኸውን ኣለዎ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት
ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።
ሓደሽቲ ተእዮታት ምዕራብ ትግራይ
ኣብ ኩለን ከባቢታት ምዕራብ ትግራይ ኣዝዮም ዘተሓሳስቡ ሓደሽቲ ተርእዮታት ይረኣዩ ከምዘለዉ ተገሊፁ::
ትንበያ ዘኢኮኖሚስ
ኣብ ትግራይ ዝረኣይ ዘሎ ሓድሽ ወጥሪ ናብ ዝሰፍሐ ዞባዊ ግጭት ከይሰጋግር ስግኣት ከምዘሎ ተገሊፁ::
ፃዊዒት ሰላም
ክልቲኦም ተጋሩ ተዋጋእቲ ሓይልታት ኣብ መሬት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ፍልልያቶም ክፈትሑ ይግባእ::
ኣንደበታት ሰላም
ምሕዳስ ምሕዝነት ሶማልያን ግብፅን
ሶማልያን ግብፅን ኣብ ዝርርብ ካይሮ ስትራተጂካዊ ምሕዝነተን ደጊመን ኣሐዲሰን ።
እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
🔴ዜናታት እዚ ዕለት
መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።
ነጋዳይ ኣብ ኩናት
ካብ 18 ጥሪ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ትግራይ ብዝተፈጠረ ኩነታት ምኽንያት ብምግባር ወስኽ ንዘርኣየ ነጋዳይ ስጉምቲ ወሲዱ።
ትንበያ ሁማን ራይትስ ዎች
ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይ ዝረኣዩ ዘለው ጎነፃት ኲናት ከይለዓል ዘስግየ እዮም።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ውሕስቲ ክትኸውን ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ግብፂ ኣብ ኲናት ሱዳን
ግብፂ ኣብ ኲናት ሕድ ሕድ ሱዳን ብቐጥታ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ትሳተፍ ከምዘላ ተገሊፁ፡፡
ዝሞተ ዝተመረፀላ ሃገር
ፕረዚደንት ሳልቫኪር ኣብ ቐፃሊ መረፅኡ ንክገልግል ዝሞተ ሰብ ምምራፁ ኣዘራራቢ ኮይኑ።
ወዲ ጋዳፊ ተቐቲሉ
ወዲ ነበር መራሒ ሃገረ ሊቢያ መሓመድ ጋዳፊ ሳይፍ ኣል ከምዝተቐተለ ተሓቢሩ።
እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ