TBS TV

🔴TBS TV| “ሰብ ዶ የለይ” | ምሕዳስ ምሕዝነት ሶማልያን ግብፅን | ሓደሽቲ ተርእዮታት ምዕራብ ትግራይ | ዜናታት 29 ጥሪ 2018

ዜናታት እዚ ዕለት

መልእኽቲ ቲቢኤስ
ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ።

ሓደሽቲ ተእዮታት ምዕራብ ትግራይ
ኣብ ኩለን ከባቢታት ምዕራብ ትግራይ ኣዝዮም ዘተሓሳስቡ ሓደሽቲ ተርእዮታት ይረኣዩ ከምዘለዉ ተገሊፁ::

ትንበያ ዘኢኮኖሚስ
ኣብ ትግራይ ዝረኣይ ዘሎ ሓድሽ ወጥሪ ናብ ዝሰፍሐ ዞባዊ ግጭት ከይሰጋግር ስግኣት ከምዘሎ ተገሊፁ::

ፃዊዒት ሰላም
ክልቲኦም ተጋሩ ተዋጋእቲ ሓይልታት ኣብ መሬት ትግራይ ብሰላማዊ መንገዲ ፍልልያቶም ክፈትሑ ይግባእ::

ኣንደበታት ሰላም

ምሕዳስ ምሕዝነት ሶማልያን ግብፅን
ሶማልያን ግብፅን ኣብ ዝርርብ ካይሮ ስትራተጂካዊ ምሕዝነተን ደጊመን ኣሐዲሰን ።

እዱብ ኣንደበት
ቐንዲ ትኹረት ቲቢኤስ ወርሒ ጥሪ ዘይእዱብ ኣንደበታት ንትግራይ ዋጋ ከይኽፍሉ ጥንቓቀ ይጥልብ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *