#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
🔴 TBS TV| ፈላመይቲ ዕለት-2018 | ሓዱሽ ዓመት ብትልሚ | ምጥንኻር ሓድነት | መግለፂ ትእምት
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ኣንደበት ወሃቢ ቃል ውድብ ህወሓት
ክሲ ጀነራል ታደሰ “ግጉይን ንቐፃሊ ዘይሕስብን እዩ” ክብል ወሃቢ ቃል ውድብ ህወሓት ሚኪኤለ ኣስገዶም ገሊፁ።
ትግራይ ኣብ ስግኣት ኩናት
ኣብ ትግራይ ዝረኣይ ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ስግኣት ኩናት ደው ክብል ዓለም ለኻዊ ትካላት ፃውዒት የቕርቡ ኣለዉ።
ሓልዮትን ዕድልን ንደቂ ኣነስትዮ
ፆታዊ ዓመፅ ዝበፀሐን ደቂ ኣንስትዮ ናፃ መስመር ስልኪ 6244 ብምድዋል ግልጋሎት ክረኽባ ይኽእላ እየን ተባሂሉ።
ገስጋስ ፋና ዕቋርን ልቓሕን
ፋና ዕቋርን ልቓሕን ካብ ጽልዋ ፈጠርቲ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ሓንቲ ብምዃን ተመምያ።
ኣንደበታት ሰላም
ትግራይ ሰላማ ክተርከብ ፈለማ ደቃ ክትእክብ ይግባእ።
ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ሱዳን
ሚኒሰተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩብዮ ወጥሪ ሱዳን ንክሃድእ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
መሪሕነት ሓዱሽ ኣያቶላ ኣብ ኢራን
ኣብ መቑሰልቲ ዘሎ ላዕላዋይ መራሒ ኢራን ሐዚ እውን ወተዳራዊ ስርሒት እናቐፀለ ይርከብ።
እዚ ዕለት ኣብ ታሪኽ
ከምዚ ዕለት 1 ግንቦት 1947 ዓ.ም ነበር መራሒ ኢትዮጵያ መለስ ዜናዊ ተወሊዱ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ግንቦት
ሓድነት መራሕቲ ብምምፃእ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ኣብ ዘአንፈተ ይኸውን።
ክልተ ፕረዚደንት፡ ፍርቂ ትግራይ
ብ27 ሚያዝያ ብዝተመለሰ ቤት ምኽሪ ዝተሾመ ፕረዚደነት ደብረፅዮን ፈለማይ ካብኔኡ ኣካይዱ።
“ብጉልበት ዝተወስደ ስልጣን”
ጀነራል ታደሰ ወረደ ነቲ ሎሚ ስራሕ ዝጀመረ ሓይሊ ንዝመፅእ ፀገም ተሓታቲ እዩ ክብል ከሲሱ።
“ታሪኻዊ ሓደጋ”
ምምላስ ኣብያተ ምኽርን ምሻም ሓዱሽ ፕረዚደነትን ብቀሊሉ ዘይረኣይ ታሪኻዊ ሓደጋ እዩ ተባሂሉ።
ወጥሪ ሱዳንን ኢትዮጵያን
ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶባት ሰራዊት ተዋፍር ከምዘላ ተገሊፁ።
ቴክኖሎጂ ቻይና
ቻይና ብኤሌክትሪክን ብነዳዲን ዝሰርሓ ነፈርቲ ናብ ተግባር ከምዝወዓለት ተሓቢሩ።
ፈላመይቲ መርከብ
መርከብ ኦዴሳ ብመስመር ባሕሪ ሆርሙዝ ብምሕላፍ ንደቡብ ኮርያ ነዳዲ ዘብጽሐት ቀዳመይቲ መርከብ ከምዝኾነት ተገሊፁ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
ኣንደበት ክንደያ ገብረህይወት (ፕሮፌሰር)
ዝተበተነ ዓቕምኻ ዘይኣከብኻን ኣጋ ምውራድኻ ተዛቲና ትግራይ ነሳግራ ዝብል መልእኽቲ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ እዩ።
ስግኣት “ዝተመለሰ መንግስቲ”
ኣብያተ ምኽሪ ናብ ቦትኡ መሊስኻ መንግስቲ ምምስራት ንትግራይ ናብ ካልእ ፀገም ዝወስድ እዩ።
ልዝብ፡ ብሕታዊ መዋፅኦ ትግራይ
ዝተሓላለኹ ፀገማት ትግራይ ንክፍትሑን መፃኢ ዕፃ ትግራይ ንክበርህን ደቂ ትግራይ ክእከቡን ኣብ ትግራይ ክውሱኑን ይግባእ ።
ዕዳ ኢትዮጵያ ንትግራይ እንታያ?
ጠቕላላ ዕዳ ኢትዮጵያ 51 ነጥቢ 8 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ክሲ ጋና ንደቡብ ኣፍሪካ
ጋና ኣብ ልዕሊ ደቡብ ኣፍሪካ ዘለዎ ክሲ ብዕሊ ንሕብረት ኣፍሪካ ኣቕሪባ።
ለበዳ ሃንታ ኣብ ስፔን
ብሓደገኛ ለበዳ ሃንታ ቫይረስ ዝተሃስየት መርከብ ኤምቪ ሆንዲየስ ብልዑል ጥንቃቐ ናብ ደሴታት ካናሪ ትቐርብ ኣላ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ
ህልኽን ወጥርን ፖለቲካ ትግራይ ንክዕርይ ሳልሳይ መንገዲ ምኽታል የድሊ።
#tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ