መልእኽቲ ቲቢኤስ
ዋጋ ሰላም ዝርዳእ ኣብ ሓድነታዊ ቁመና ሓይልታት ብሄር ይሰርሕ።
ሓዱሽ ውግእ ዘፈናቐሎም
መግለፂ ኣምኒስቲ ኢንተርናሽናል በዚ ኣብዚ ቅንያት ተወሊዑ ዝተብሃለ ውግእ ምዕራብ ንፁሃት ዜጋታት ይፈናቐሉ ምህላዎም ገሊፁ።
ፃውዒት ፈተና ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ
ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ መእተዊ ፈተና ዘመነ ትምህርቲ 2019 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ።
ደሃይ ስደተኛታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ
ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ይምለሱ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
ኣዋሃህባ ግልጋሎት ቤት ፍርዲ ክራማት
ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ ዝካየድ መጋባእያ ክረኣዩ ዘለዎም ህጹጽ ጉዳያት ዕላዊ ገይሩ።
ኤሌክትሮኒካዊ ፖስፖርት
ኣብ ወጻኢ ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒካዊ ፓስፖርት ኣብ ቀረባ እዋን ክጅመረሎም ምኻኑ ተገሊፁ።
ፀብፃብ መናእሰያት ኣፍሪካ
ናይ ምዕራባውያን ዲሞክራሲ ንኣፍሪካ ኣይሰርሕን እዩ ክብል ሓዱሽ ዝወፀ ፀብፃብ መናእሰያት ኣፍሪካ ኣመላኺቱ።
ኢራንን ውሳነታት ሞት ፍርድን
ኢራን ንትካል ስለያ እስራኤል ሓበሬታ ይህቡ ነይሮም ዝበለቶም ክልተ ውልቀሰባት ምቕታላ ዕላዊ ገይራ።
ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ሓምለ
ኩሎም ሓይልታት ኣብ ምህዳእ ወጥሪ ኣድሂቦም ብምስራሕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ካልእ ዙር ፀገም ከድሕኑ ይግባእ ተባሂሉ።